የኣይ ተለቢምለይ እንድዩ “መድረኽ ካልኣይቲ ገጽ ህግደፍ ‘ያ” ኢልካ ምሕጫጭ። እዋእ እንቋዕ ካልኣይቲ ገጽ ወያነ ኣይበልኩሙና እምበር ንሕዋትኩም ትመስሉ ደኣ መዓስ ጸርፊ ኮይኑ፡: ንመን ደኣ ክንመስል? ኣይደቅነ እንዲና።

[Erigazette] - 06/12/2018

Semere Habtemariam 6 hrs · የኣይ ተለቢምለይ እንድዩ “መድረኽ ካልኣይቲ ገጽ ህግደፍ ‘ያ” ኢልካ ምሕጫጭ። እዋእ እንቋዕ ካልኣይቲ ገጽ ወያነ ኣይበልኩሙና እምበር ንሕዋትኩም ትመስሉ ደኣ መዓስ ጸርፊ ኮይኑ፡: ንመን ደኣ ክንመስል? ኣይደቅነ እንዲና። ገብዲ ኣደ ጉራሙራ ስለ ዝኾነ ግን ዝተፈላለየ መርገጻት ኣለና፡: ኣብቲ ሰናይ ንሃገር ዘርብሕ ንብሎ ንሰማማዕ: ኣብቲ ንሃገር ዝጎድእ ንብሎ ከኣ ንፈላለ። እቲ ቀንዲ ዕላማና (...)

... Article published by "Erigazette", read the rest of the news
For any information or claim on this article, see directly with the newspaper.


            e-mail

In Eritrean newspapers

Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክትጅምር ምዃና ክንሕብር (...)
[Asmarino Independent] - 18/06/2018
|   Adding or removing your content   |   Add your newspaper   |