Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ”

[Asmarino Independent] - 06/13/2018

“ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ ኣንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ደቂ ኣንስትዮ ብኹሉ ሓይለን እንተዘይኣትዉኦ ቃልሲ ኤርትራ ምተወዓወተ’ዶ ዝብሃል ሕቶ ይሕተት’ዩ። መልሲ ናብ ህዝቢ ክገድፎ’የ። ኣበርክቶኤን ግን እቲ ኩላትና ንፈልጦ ኣሕጽር ኣቢለ ክዝርዝር። ኣብ እዋን ገድሊ፡ ኣብ ገጠር ዝርከባ ኣዴታት፡ መጹ ክብሃል ከሎ ካብተን ዘላተን ግዓተንን ቀጫጭኤን እንተተረኽበ ምስ ሽሮ ትምትሞ፡ ከምኡ’ውን ከድሊ ከሎ ኣሰር ኣሰሮም እናኸዳ ክሕግዛ፡ ኣብ ከተማታት ዝርከባ ናይ ምስጢር ኣብላት ኮይነን፡ ሓቤራታት እናማሓላለፋ ብረት እናሓብኣ፡ (...)

... Article published by "Asmarino Independent", read the rest of the news
For any information or claim on this article, see directly with the newspaper.


            e-mail

In Eritrean newspapers

Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክትጅምር ምዃና ክንሕብር (...)
[Asmarino Independent] - 18/06/2018
|   Adding or removing your content   |   Add your newspaper   |