Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ድሕሪ ኣጽናቲ ፈኸምታ ጽልኢ ዳንኬራ ሓዲስ ፍቕሪ መዓልቦኡ ኣበይ!!!

[Asmarino Independent] - 07/13/2018

ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህለ “ደሓን ሕጂ ክንከትት ኢና፡ ድሕሪ ምኽታትናን ኩናት ደው ምስ በለን ግን ክንተሓታተ ኢና፡ ኣኽላባት መኣስ ይበኣሱ? ዝብኢ ሰጉጎም ምስ ተመልሱ ዝብል ምስላ ኣይትረስዕዎ” ዝበሎም ድሕሪ ምፍራራም ናብቲ ድሒሩ ዝመጸ ዕንወት ክንመጽእ ከም ዝኾና ግሉጽ ብዝኾነ መንገዲ ሓቢሩ ነበረ። ህግደፍ ብዓቢኡ ኢስያስ ኣብ ኣይሰላም ኣይኩናት ዝብል ሸፈጥ ንዓመታት ተሓቢኦም ከም (...)

... Article published by "Asmarino Independent", read the rest of the news
For any information or claim on this article, see directly with the newspaper.


            e-mail

In Eritrean newspapers

Eritrea: Have Ethiopia & Eritrea really declared the end of war?
Selam Kidane interview with PressTV Read More ...
[Asmarino Independent] - 19/07/2018
Asmarino | Eritrea: Eritrean Music 2018 nraKeb ftHi (ንራኸብ) Mihreteab Michael ~ ምሕረትኣብ ሚካኤል
Eritrean Music 2018 nraKeb (ንራኸብ) Mihreteab Michael ~ ምሕረትኣብ ሚካኤል Read More ...
[Asmarino Independent] - 19/07/2018
ኣኺላ ስዓታ ሓዙልና በሉ ነቲ ሽፍታ! ንዓሻን ደርጒሓሉ፣ ንለባምን ኣምተሉ።
ግፍዒ ካብ ምፍጻም ተሓሎ፣ ግፍዒ ምፍጻም፣ክብሪ ክቡራት የዋርድ፣ሓይሊ ሓያልት ከኣ የድክም፣ ቤቶም የፍርስ፣ ሃብቶም የጥፍእ፣ ዕድሚኦም ድማ የሕጽር። (ብሊቀ መዘምራን ሞገስ ዑቕባገርጊስ) ንኢሰያስ ኣፈወርቂ (...)
[Deqebat] - 19/07/2018
|   Adding or removing your content   |   Add your newspaper   |